ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 4
  • 12-18 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 12-18 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 4

12-18 መስከረም

1 ነገስት 11-12

  • መዝሙር 137ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “መጻምድትኻ ብጥበብ ምረጽ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ነገ 12:21-24—ካብ ተኣዛዝነት ንጉስ ሮብዓም እንታይ ንምሃር፧ (w18.06 14 ¶1-4)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 12:21-33 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ዚግበር ወፈራ እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነቲ ኣብ ናይ ፈለማ ምብጻሕ እተጀመረ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ትምህርቲ 01 ቐጽሎ። (th መጽናዕቲ 11)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 07 ነጥቢ 4 (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 132

  • “መውስቦ—ነባሪ ጥምረት”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንሓዳር ምድላው—3ይ ክፋል፦ ‘ቅድም ተቐሚጥካ ጸብጽብ’ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 13 ¶1-6፡ መእተዊ ቪድዮ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 128ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ