ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 15
  • ኣዕሩኽካ ብጥበብ ምረጽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣዕሩኽካ ብጥበብ ምረጽ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንግዜና ዝኸውን ኣብነታዊ መጠንቀቕታ ንኽንስዕብ እተዋህበና ልባዊ ምሕጽንታ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
  • በዳሂ ዅነታት ኬጋጥመካ ኸሎ፡ ከም ፊንሃስ ክትከውን ትኽእልዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ሓደ ሰብ ጽልዋ ኼሕድር ይኽእል ድዩ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ኣዕሩኽካ ተጠንቂቕካ ምረጽ
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 15
ሞኣባውያን ኣንስቲ ንእስራኤላውያን ሰብኡት ኪሓብርወን ይዕድማኦም።

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣዕሩኽካ ብጥበብ ምረጽ

እቲ እስራኤላውያን ኣብ ጐላጕል ሞኣብ ዘጋጠሞም ኵነታት፡ ንክርስትያናት መለበሚ እዩ ዝዀኖም። (1ቈረ 10:6, 8, 11) እቶም ምስተን ኣመናዝርን ኣምለኽቲ ጣኦትን ዝነበራ ሞኣባውያን እተዓራረኹ እስራኤላውያን፡ ተሓቢሎም ከቢድ ሓጢኣት ፈጸሙ። እዚ ኸኣ መዓት ኣስዓበ። (ዘሁ 25:9) መሳርሕትናን ጐረባብትናን ኣዝማድናን ካልኦት እንፈልጦም ሰባትን ንየሆዋ ኣየምልኹን እዮም። እዚ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ምስ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ምትዕርራኽ ብዛዕባ ዘለዎ ሓደጋ እንታይ ይምህረና፧

ነታ ንግዜና ዚኸውን መለበሚ—ቍንጽል ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ካብታ ‘ንግዜና ዚኸውን መለበሚ—ቍንጽል’ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ዚምሪ ንያሚንን ንኻልኦትን ብዛዕባ ሞኣባውያን ኣንስቲ ይነግሮም።

    ዚምሪን ካልኦትን ንያሚን እንታይ ግጉይ ሓሳባት እዮም ሂቦምዎ፧

  • ካብታ ‘ንግዜና ዚኸውን መለበሚ—ቍንጽል’ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ፊንሃስ ንያሚን የረድኦ።

    ፊንሃስ ንያሚን ቅኑዕ ኣረኣእያ ኺሕዝ ዝሓገዞ ብኸመይ እዩ፧

  • ምስ ዘይኣማኒ ምቕሉል ምዃን፡ ምስኡ ዕርክነት ካብ ምምስራት ዚፍለ ብኸመይ እዩ፧

  • ኣብ ጉባኤ እውን ናይ ቀረባ ኣዕሩኽ ክንመርጽ ከለና ኽንጥንቀቕ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

  • ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ፡ ብብሕቲ ምስ ዘይንፈልጦም ጕጅለ ሰባት ክንጸሓሓፍ ወይ ከነዕልል ዘይብልና ስለምንታይ ኢና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ