ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ጥሪ ገጽ 12
  • 8-14 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 8-14 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ጥሪ ገጽ 12

8-14 ለካቲት

ዘሁልቍ 1-2

  • መዝሙር 123ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ንህዝቡ ይውድብ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘሁ 1:2, 3—ዕላማ እቲ ኣብ እስራኤል ዝነበረ ሃገራዊ ምዝገባ እንታይ እዩ፧ (it-2 764)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘሁ 1:1-19 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዕ ዓድሞ፣ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጥ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 9)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣቀራርባኻ ምስ ኵነታት እቲ ብዓል ቤት ብምስምማዕ እተገድሶ ጥቕሲ ኣንብበሉ። (th መጽናዕቲ 12)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w08 1/7 21—ፍረ ነገር፦ መጽሓፍ ቅዱስ ንነገዳት እስራኤል 13 ኽነሶም ከም 12 ነገድ ገይሩ ዚጠቕሶም ስለምንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 57

  • “ንዅሉ ሰብ ንምስባኽ እተወደበ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ብቛንቋ ወጻኢ ስበኽ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ንገለ መዳያት እቲ JW Language® ኣፕሊኬሽን ጥቐስ።

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 101

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 56 ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ