ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሕዳር ገጽ 2
  • ሙሴ ብጥንቃቐ መምርሒ ስዒቡ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሙሴ ብጥንቃቐ መምርሒ ስዒቡ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተኣዛዝነት ካብ መስዋእቲ ይበልጽ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ነቶም ኣብ ኣኼባ ኣገልግሎት ክፍሊ ዜቕርቡ ዚኸውን መምርሒ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • መገድታት የሆዋ ምፍላጡ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • መሰውኢታት ማሕደርን ኣብ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝነበሮ ግደን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሕዳር ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 39-40

ሙሴ ብጥንቃቐ መምርሒ ስዒቡ

39:32, 43፣ 40:1, 2, 16

ሙሴ ነቲ የሆዋ ንህንጸትን ንምትካልን እቲ ማሕደር ዝሃቦ ዝርዝር መምርሒታት ብጥንቃቐ ስዒብዎ እዩ። ንሕና እውን ካብ ውድብ የሆዋ ዝዀነ ይኹን መምርሒ ኺውሃበና ኸሎ፡ ከነቕልበሉን ውዓል ሕደር ከይበልና ብምሉእ ልብና ኽንእዘዞን ይግባእ። እቲ መምርሒ ኣገዳሲ ዀይኑ ምስ ዘይስምዓና ወይ ምኽንያቱ ምስ ዘይርድኣና እውን ከይተረፈ፡ ከምኡ ኽንገብር ኣሎና።—ሉቃ 16:10።

ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት ንዚውሃበና መምርሒ ኸነቕልበሉን ተጠንቂቕና ኽንስዕቦን ዚግባእ ስለምንታይ እዩ፧

  • ኣብ ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ

  • ንሃንደበታዊ ሕክምና ኣብ ምድላው

  • ንሓደጋ ኣብ ምድላው

ስእልታት፦ ኣሕዋትን ኣሓትን ንእተዋህቦም መምርሒ ይስዕቡ። 1. ጕጅለ ኣስፋሕቲ ኣብ በረንዳ ኣኼባ ኣገልግሎት ወፍሪ ይገብሩ። 2. ሓንቲ ሓብቲ ኣብ ሕጋዊ ሰነድ ሕክምና፡ ውሳነታታ ትጽሕፍ። 3. ኣባላት ሓንቲ ስድራ ቤት ኣብ ህጹጽ እዋን ዜድሊ ነገራት ኣብ ሳንጣ የቐምጡ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ