ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ጥቅምቲ ገጽ 7
  • 26 ጥቅምቲ–1 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 26 ጥቅምቲ–1 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ጥቅምቲ ገጽ 7

26 ጥቅምቲ–1 ሕዳር

ዘጸኣት 37-38

  • መዝሙር 43ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “መሰውኢታት ማሕደርን ኣብ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝነበሮ ግደን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 37:25—መሰውኢ ዕጣን ኣብ ቅድስቲ እዩ ዚቕመጥ ነይሩ (it-1 82 ¶3)

    • ዘጸ 37:29—ቅዱስ ዕጣን ብውሕሉል መገዲ እተዋሃሃደ እዩ ነይሩ (it-1 1195)

    • ዘጸ 38:1—መሰውኢ ዚሓርር መስዋእቲ ኣብ ኣጸድ እዩ ዚርከብ ነይሩ (it-1 82 ¶1)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 37:1, 10, 25—ዕንጨይቲ ሰራው፡ ማሕደር ንምስራሕ ጽቡቕ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 36)

    • ዘጸ 38:8—ጥንቲ ዝነበረ መስትያታት ኣብዚ ግዜና ኻብ ዘሎ ዚፍለ ብኸመይ እዩ፧ (w15 1/4 15 ¶4)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 37:1-24 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ እቲ ብዓል ቤት ንዘበገሶ ርእሰ ነገር እትምልስ እዋናዊት መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 12)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 199 ¶8-9 (th መጽናዕቲ 7)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 67

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)

  • “መንግስቲ ኣምላኽ ንምእዋጅ ኣብ ሕዳር ዚግበር ፍሉይ ወፈራ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንሕዳር እተዳለወት ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ ወልዓያን ተመያየጠላን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 87

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 39ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ