ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ጥቅምቲ ገጽ 4
  • 12-18 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 12-18 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ጥቅምቲ ገጽ 4

12-18 ጥቅምቲ

ዘጸኣት 33-34

  • መዝሙር 115ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ተፈታዊ ባህርያት የሆዋ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 34:5—ስም ኣምላኽ ምፍላጥ ማለት፡ ዕላማኡን ንጥፈታቱን ባህርያቱን ምፍላጥ የጠቓልል (it-2 466-467)

    • ዘጸ 34:6—ባህርያት የሆዋ ናብኡ ይስሕበና (w09 1/5 18 ¶3-5)

    • ዘጸ 34:7—የሆዋ ንዚንስሑ ሓጥኣን ይቕረ ይብል (w09 1/5 18 ¶6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 33:11, 20—ኣምላኽ ንሙሴ “ገጽ ንገጽ” እተዛረቦ ብኸመይ እዩ፧ (w04 15/3 27 ¶5)

    • ዘጸ 34:23, 24—እስራኤላውያን ኣብቲ ዓመት ዓመት ዚብዓል ሰለስተ በዓላት ኪሳተፉ፡ እምነት ዜድልዮም ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ (w98 1/9 20 ¶5)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 33:1-16 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕተቶም፦ ብርኽቲ ንኣወዓዕላ ጥቕስታት ዘነጸረቶ ብኸመይ እያ፧ ተገዳስነት እታ ብዓልቲ ቤት ዘለዓዓለትከ ብኸመይ እያ፧

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 16)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ መጽሓፍ ይምህረና ኣበርክት፣ ብምዕራፍ 2 ጌርካ ድማ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 80

  • “ኣቱም መንእሰያት፡ የሆዋ ናይ ቀረባ ዓርክኹም ድዩ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣቱም መንእሰያት—“የሆዋ ሕያዋይ ምዃኑ ጥዓሙን ርኣዩን” ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 86 ሕ.ጽ. 1-7

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 130ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ