ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መስከረም ገጽ 2
  • ደድሕሪ ብዙሓት ኣይትስዓብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ደድሕሪ ብዙሓት ኣይትስዓብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብየሆዋ እተባረኹ ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ህዝቢ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንኻልኦት በደሎም ክትሓድገሎም ድሉው ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ኣዝዮም ብዙሓት ዓቢ ጭፍራ
    ራእይ እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!
  • “እንሆ፡ . . . ብዙሓት ህዝቢ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መስከረም ገጽ 2
ሰብኡትን ኣንስትን፡ ኣብ ህዝባዊ ቦታ ብዓባይ ተሌቪዥንን ብሞባይሎምን ዜና ይከታተሉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 23-24

ደድሕሪ ብዙሓት ኣይትስዓብ

23:1-3

መጠንቀቕታ የሆዋ ንመሰኻኽርን ንፈራዶን ኣብ ሕጋዊ ጉዳያት ብብዙሓት ተጸልዮም፡ ብሓሶት ከይምስክሩን ፍትሒ ኸየቕንኑን ዜተሓሳስብ እዩ ነይሩ፣ እዚ ኣብ ካልእ መዳያት ህይወት እውን ይውዕል እዩ። ዓለም ንክርስትያናት ምስቲ ኣምላኽ ዘይፈትዎ ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ኪሰማምዑ ብቐጻሊ ጸቕጢ ተውርደሎም እያ።—ሮሜ 12:2።

ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት፡ ደድሕሪ ብዙሓት ምስዓብ ዘይጥበባዊ ዚኸውን ስለምንታይ እዩ፧

  • ዘይተረጋገጸ ወረን ሕሜትን ክንሰምዕ ከለና

  • ኣከዳድና፡ ኣመሻሽጣ ጸጕሪ ወይ መዘናግዒ ኽንሓሪ ኸለና

  • ካባና እተፈልየ ዓሌትን ባህልን ቍጠባዊ ዅነታትን ብዛዕባ ዘለዎም ሰባት ክንሓስብን ምሳታቶም ክንራኸብን ከለና

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ