ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መስከረም ገጽ 2
  • 7-13 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 7-13 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መስከረም ገጽ 2

7-13 መስከረም

ዘጸኣት 23-24

  • መዝሙር 34ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ደድሕሪ ብዙሓት ኣይትስዓብ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 23:1—ወረ ሓሶት ኣይትድገም (w18.08 4 ¶7-8)

    • ዘጸ 23:2—እከይ ንምግባር ብብዙሓት ኣይትጸሎ (it-1 11 ¶3)

    • ዘጸ 23:3—ኣይተዳሉ (it-1 343 ¶5)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 23:9—የሆዋ ንእስራኤላውያን ኪድንግጹ ዘዘኻኸሮም ብኸመይ እዩ፧ (w16.10 9 ¶4)

    • ዘጸ 23:20, 21—እቲ ኣብዛ ጥቕሲ እዚኣ እተጠቕሰ መልኣኽ፡ ሚካኤል ምዃኑ ኽንኣምን ዚገብርና እንታይ መርትዖ ኣሎ፧ (it-2 393)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 23:1-19 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ እታ ኣስፋሒት፡ ዘይተጸበየቶ መልሲ ምስ ተዋህባ፡ ኣብ ዘሰማምዐን ነጥቢ ዘተኰረት ብኸመይ እያ፧ ነታ ሕታም ህዝቢ ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 3 2020ኸ ብኸመይ ከተፋልጣ ምኸኣለት፧

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 1)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w16.05 30-31—ፍረ ነገር፦ ሓደ ክርስትያን ንሰራሕተኛ መንግስቲ ህያብ ወይ መቝሽሽ ኪህብ ዚግባእ እንተ ዀይኑ ንምፍላጥ እንታይ ኪሕግዞ ይኽእል፧ (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 124

  • “ሓሶት ከይትነዝሕ ተጠንቀቕ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንሕሜት ብኸመይ ክዓግቶ እኽእል፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 81

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 12ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ