ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሓምለ ገጽ 6
  • 27 ሓምለ–2 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 ሓምለ–2 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሓምለ ገጽ 6

27 ሓምለ–2 ነሓሰ

ዘጸኣት 12

  • መዝሙር 20ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ፋስጋ—ንክርስትያናት ዘለዎ ኣገዳስነት”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 12:5-7—ኣገዳስነት ገንሸል ፋስጋ (w07 1/1 20 ¶4)

    • ዘጸ 12:12, 13—ኣገዳስነት እቲ ኣብ ልዳውቲ ዚልከ ዝነበረ ደም (it-2 583 ¶6)

    • ዘጸ 12:24-27—ካብ ፋስጋ እንረኽቦ ግብራዊ ትምህርቲ (w13 15/12 20 ¶13-14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 12:12—እቲ ኣብ ግብጻውያን ዝወረደ መዓት፡ ብፍላይ እቲ ዓስራይ፡ ኣብ ልዕሊ እቶም ናይ ሓሶት ኣማልኽቶም ዝወረደ ፍርዲ ዝነበረ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 582 ¶2)

    • ዘጸ 12:14-16—ከም በዓል ቅጫ ዝኣመሰለ ቕዱስ ኣኼባታት እንታይ ፍሉይ ትሕዝቶ እዩ ነይርዎ፧ እስራኤላውያንከ ኻብዚ እተጠቕሙ ብኸመይ እዮም፧ (it-1 504 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 12:1-20 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 2)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ብዛዕባ እቲ እተመያየጥኩምሉ ርእሰ ነገር እትገልጽ እዋናዊት መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 6)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 16 ¶21-22 (th መጽናዕቲ 19)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 38

  • “የሆዋ ንህዝቡ የዕቍቦም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዑደት ቤተ መዘክር ዎርዊክ፦ “ንስም የሆዋ ዚኸውን ህዝቢ” ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 75

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 111ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ