ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መጋቢት ገጽ 8
  • ንመን ክዕድም፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመን ክዕድም፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንበዓል ዝኽሪ ትዳሎዶ ኣለኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንበዓል ዝኽሪ ንምፍላጥ ዚግበር ወፈራ፡ 17 መጋቢት ኪጅምር እዩ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፡ ኣብ መላእ ምድሪ ኺዝርጋሕ እዩ!
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • የሆዋ ነቲ ንበዓል ዝኽሪ ንምብዓል እንገብሮ ጻዕርታት ይባርኾ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መጋቢት ገጽ 8
ሓደ ሓው ናይ የሆዋ ምስክር ምስ ዘይኰነ ዘመዱ ኣብ ክሽነ ኾፍ ኢሎም ከለዉ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ይህቦ። ኣንስቶም ድማ የዕልላን መግቢ የዳልዋን።

ክርስትያናዊ ህይወት

ንመን ክዕድም፧

ነቶም ኣብ ክልና ዚርከቡ ሰባት ናብ በዓል ዝኽሪ ንምዕዳም በብዓመቱ ፍሉይ ጻዕሪ ንገብር ኢና። መብዛሕትኦም ድማ ዘይንፈልጦም ሰባት እዮም። እንፈልጦም ሰባት እውን ክንዕድም ኣሎና። ካብ ዚፈልጥዎ ሰብ ወረቐት ዕድመ ዚበጽሖም ሰባት መብዛሕትኡ ግዜ ነቲ ዕድመ ይቕበልዎ እዮም። (yb08-E 11 ¶3፣ 14 ¶1) ንመን ክትዕድም ትኽእል፧

  • ንኣዝማድካ

  • ንመሳርሕትኻ ወይ ንመማህርትኻ

  • ንጐረባብትኻ

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ ንእትገብረሎምን ቀደምን ሕጅን መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንእትመርሓሎምን

ብዘይካዚ፡ ሽማግለታት ንዘይንጡፋት ሰባት ኪዕድምዎም እዮም። ሓደ እትፈልጦ ሰብ ኣብ ከባቢኻ ዘይነብር እንተ ዀይኑኸ፧ ነቲ ኣብ jw.org ቀንዲ ገጽ ዚርከብ ብዛዕባና ዚብል ዓምዲ ጠውቕ፣ ድሕሪኡ “በዓል ዝኽሪ” ዚብል ብምሕራይ ኣብቲ እቲ ሰብ ዚነብረሉ ኸባቢ በዓል ዝኽሪ ዚኽበረሉ ሰዓትን ቦታን ክትፈልጥ ትኽእል ኢኻ። ነቲ ኣብዚ ዓመት እዚ ዚኽበር በዓል ዝኽሪ ኣብ እትዳለወሉ እዋን፡ ብዛዕባ እቶም ክትዕድሞም እትኽእል ሰባት ሕሰብ እሞ ወረቐት ዕድመ ሃቦም።

ስእልታት፦ 1. ሓደ ሓው ኣብ ናይ ስራሕ ዕረፍቲ ንሓደ ሰብኣይ ይምስክረሉ። 2. ሓደ ሓው ንሓደ ሰራሕተኛ ቤት መግቢ ቪድዮ የርእዮ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ