ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መጋቢት ገጽ 3
  • ንይስሃቅ እትኸውን ሰበይቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንይስሃቅ እትኸውን ሰበይቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ናይ እምነት ፈተና
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • እቲ ዝዓበየ መረጋገጺ ፍቕሪ ኣምላኽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ኣምላኽ ንእምነት ኣብርሃም ይፍትን
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ይስሃቅ ንፍዕቲ ሰበይቲ ይረክብ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መጋቢት ገጽ 3
ርብቃ እተን ኣግማል ምእንቲ ኺሰትያ ብዓብዪ ዕትሮ ገይራ ማይ ናብ ጋብላ ትመልእ። ጊልያ ኣብርሃም ድማ ርሕቕ ኢሉ ይዕዘባ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 24

ንይስሃቅ እትኸውን ሰበይቲ

24:2-4, 11-15, 58, 67

ጊልያ ኣብርሃም ንይስሃቅ እትኸውን ሰበይቲ ኺመርጽ ከሎ መምርሒ የሆዋ ደልዩ እዩ። (ዘፍ 24:42-44) ንሕና እውን ዓበይቲ ውሳነታት ቅድሚ ምግባርና መምርሒ የሆዋ ኽንደሊ ኣሎና። ብኸመይ፧

  • ብጸሎት

  • ቃል ኣምላኽን ክርስትያናዊ ጽሑፋትን ብምውካስ

  • ብመንፈሳዊ መዳይ ብሱላት ካብ ዝዀኑ ክርስትያናት ሓገዝ ብምድላይ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ