ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ታሕሳስ ገጽ 5
  • ንዅሉ ውግኣት ዚዛዝም ውግእ ኣምላኽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንዅሉ ውግኣት ዚዛዝም ውግእ ኣምላኽ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ናይ ሓቂ ሰላም—ካበየናይ ምንጪ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • ኣርማጌዶን ንዅሉ ውግኣት ዚዛዝም ውግእ ኣምላኽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ነታ ናይ ሓቂ ሰላም ድለያ ሰዓባውን!
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • ኣብ ዓለም ሰላም ኪሰፍን እዩ
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ታሕሳስ ገጽ 5
ካብ ኣፍ የሱስ ነዊሕ ሰይፊ ይወጽእ፡ እቶም ሰማያዊ ሰራዊቱ ድማ ኣብ ኣምበሎት ኣፍራስ ተወጢሖም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ራእይ 17-19

ንዅሉ ውግኣት ዚዛዝም ውግእ ኣምላኽ

19:11, 14-16, 19-21

እቲ “ኣምላኽ ፍቕርን ሰላምን” ዝዀነ የሆዋ፡ ነቲ “መስፍን ሰላም” ዝዀነ ወዱ ኺዋጋእ ዝመዘዞ ስለምንታይ እዩ፧—2ቈረ 13:11፣ ኢሳ 9:6።

  • የሆዋን የሱስን ጽድቂ ይፈትዉ፡ እከይ ከኣ ይጸልኡ

  • ነባሪ ሰላምን ፍትሕን ዚህሉ፡ እኩያት ምስ ጠፍኡ ጥራይ እዩ

  • እቶም ናይ ኣምላኽ ሰራዊት ሰማይ፡ ጻዕዳን ጽሩይን ቅጭን በፍታ እተኸድኑ ምዃኖምን ኣብ ኣምበሎት ኣፍራስ ምውጣሖምን ‘ብጽድቂ ኸም ዚዋግኡ’ የመልክት

ካብዚ ወሳኒ ውግእ ከም እንድሕን ብኸመይ ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል፧—ጸፎ 2:3

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ