ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ታሕሳስ ገጽ 5
  • 23-29 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 23-29 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ታሕሳስ ገጽ 5

23-29 ታሕሳስ

ራእይ 17-19

  • መዝሙር 149ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንዅሉ ውግኣት ዚዛዝም ውግእ ኣምላኽ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ራእ 19:11, 14-16—የሱስ ክርስቶስ ቅኑዕ ፍርዲ ኣምላኽ ኪፍጽም እዩ (w08 1/4 8 ¶3-4፣ it-1 1146 ¶1)

    • ራእ 19:19, 20—እቲ ኣራዊትን እቲ ናይ ሓሶት ነብይን ኪጠፍኡ እዮም (re 286 ¶24)

    • ራእ 19:21—እቶም ንልዑላውነት ኣምላኽ ዚጻረሩ ሰባት ኪጠፍኡ እዮም (re 286 ¶25)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ራእ 17:8—“እቲ ኣራዊት ከም ዝነበረን ከም ዘየሎን ከም ዚህሉን” እተባህለ ብኸመይ ምዃኑ ግለጽ። (re 247-248 ¶5-6)

    • ራእ 17:16, 17—ናይ ሓሶት ሃይማኖት እትጠፍእ በብቝሩብ ከም ዘይኰነ ኸመይ ጌርና ንፈልጥ፧ (w12 15/6 18 ¶17)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ራእ 17:1-11 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 8)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jl ትምህርቲ 8 (th መጽናዕቲ 13)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 150

  • ኣትብዓኒ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣትብዓኒ ዘርእስታ ናይ ፈለማ መዝሙር ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦ ኣብ ህይወትና እንታይ ትብዓት ዚሓትት ኵነታት ኬጋጥመና ይኽእል፧ ኣየናይ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ዜትብዓካ፧ መን እዮም ናትና ወገን፧ ኵሎም ሓፍ ኢሎም ነታ “ኣትብዓኒ” ዘርእስታ መዝሙር ኪዝምሩ ብምዕዳም ክፍልኻ ዛዝም። (ንኣኼባ እተዳለወ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 45

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 55ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ