ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ጥቅምቲ ገጽ 6
  • 28 ጥቅምቲ–3 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 28 ጥቅምቲ–3 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ጥቅምቲ ገጽ 6

28 ጥቅምቲ–3 ሕዳር

2 ጴጥሮስ 1-3

  • መዝሙር 114ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ነቲ መዓልቲ የሆዋ ኣብዚ እትህልወሉ እዋን ብሓሳብኩም ኣቀላጥፍዎ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ 2 ጴጥሮስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • 2ጴጥ 3:9, 10—መዓልቲ የሆዋ ግዜኣ ሓልያ ኽትመጽእ እያ (w06 15/12 27 ¶11)

    • 2ጴጥ 3:11, 12—እንታይ ዓይነት ሰባት ክንከውን ከም ዚግብኣና ኽንሓስብ የድልየና (w06 15/12 19 ¶18)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 2ጴጥ 1:19—“ኰዀብ ጽባሕ” መን እዩ፧ መዓስ እዩ ዚወጽእ፧ እዚ ኸም እተፈጸመኸ ኸመይ ጌርና ኽንፈልጥ ንኽእል፧ (w08 15/11 22 ¶2)

    • 2ጴጥ 2:4—“ጦርጦስ” እንታይ እዩ፧ እቶም ዓለወኛታት መላእኽቲኸ መዓስ እዮም ናብኡ እተደርበዩ፧ (w08 15/11 22 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 2ጴጥ 1:1-15 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 7)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 154-155 ¶3-4 (th መጽናዕቲ 13)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 96

  • “ንቓል ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኣኽቢርካ እትርእዮ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንመጽሓፍ ቅዱስ ኣኽብሮት ነበሮም—ቍንጽል (ዊልያም ቲንደል) ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 39

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 120ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ