21-27 ጥቅምቲ
1 ጴጥሮስ 3-5
መዝሙር 14ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መወዳእታ ዅሉ ነገር ቀሪቡ ኣሎ”፦ (10 ደቒቕ)
1ጴጥ 4:7—“ለብሙ፡ ንጸሎት እውን ንቕሑ” (w13 15/11 3 ¶1)
1ጴጥ 4:8—“ንሓድሕድኩም ሓያል ፍቕሪ ትሃሉኹም” (w99 15/4 22 ¶3)
1ጴጥ 4:9—“ብዘይ ምዕዝምዛም ንሓድሕድኩም ብግሽነት ተቓባበሉ” (w18.03 14-15 ¶2-3)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
1ጴጥ 3:19, 20—የሱስ “ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ እተኣስሩ መናፍስቲ” ዝሰበኸሎም መዓስን ብኸመይን እዩ፧ (w13 15/6 23)
1ጴጥ 4:6—እቶም ‘ብስራት እተነግሮም ምዉታት’ መን እዮም ነይሮም፧ (w08 15/11 21 ¶7)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ጴጥ 3:8-22 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንጹህ ኣካይዳን ብዙሕ ኣኽብሮትን፡ ልቢ ይትንኪ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ የሆዋ ጾርና ኽንጸውር የበርትዓና ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 38
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 147ን ጸሎትን