ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ግንቦት ገጽ 6
  • 27 ግንቦት–2 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 ግንቦት–2 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ግንቦት ገጽ 6

27 ግንቦት–2 ሰነ

ገላትያ 1-3

  • መዝሙር 106ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ገጽ ንገጽ ተቓወምክዎ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ገላትያ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ገላ 2:11-13—ኣይሁድ ክርስትያናት ናብ ጴጥሮስ ምስ መጹ፡ ፍርሂ ሰብ ንጴጥሮስ ካብቶም ካብ ኣህዛብ ዝዀኑ ኣሕዋቱ ኸም ዚርሕቕ ገበሮ (w17.04 27 ¶16)

    • ገላ 2:14—ጳውሎስ ንጴጥሮስ ኣረሞ (w13 15/3 5 ¶12)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ገላ 2:20—ነቲ በጃ ብኸመይ ክትምልከቶ ኣሎካ፧ ስለምንታይከ፧ (w14 15/9 16 ¶20-21)

    • ገላ 3:1—ጳውሎስ ንሰብ ገላትያ “ዓያሹ” ዝበሎም ስለምንታይ እዩ፧ (it-1-E 880)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ገላ 2:11-21 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 2)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 202-203 ¶18-19 (th መጽናዕቲ 6)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 92

  • “ኵላትና ንቦታታት ኣምልኾና ኣብ ምክንኻን ብኸመይ እጃምና ኸነበርክት ንኽእል፧”፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ ምይይጥ። ነታ ንቦታታት ኣምልኾና ንከናኸኖ ዘርእስታ ቪድዮ ምስ ወላዕካያ፡ ኣብ ጉባኤኹም ንዘሎ ተወካሊ ኮሚቴ ኣካየድቲ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሉ። (ጉባኤኹም ተወካሊ ኮሚቴ ኣካየድቲ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዘይብላ እንተ ዀይኑ፡ ንኣተሓባባሪ ኣካል ሽማግለታት ቃለ መጠይቕ ግበረሉ። ነቲ ኣዳራሽ ጉባኤኹም ጥራይ እትጥቀመሉ እንተ ደኣ ዀይና፡ ንኣተሓባባሪ ጽገና ቓለ መጠይቕ ግበረሉ።) ነቲ ንጽገና ዚምልከት ስሩዕ መደብ ብግቡእ ነካይዶ ኣሎናዶ፧ ድሕንነትና ሓሊናዶ ንዓዪ ኣሎና፧ ኣብ ቀረባ እዋን እተዓምመ እንታይ ንኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዚምልከት ፕሮጀክትታት ኣሎ፧ ንመጻኢኸ እንታይ መደብ ኣሎ፧ ሓደ ሰብ ናይ ጽገና ኽእለት እንተ ደኣ ኣልይዎ ወይ ድማ ነቶም ሞያ ዘለዎም እናሓገዘ ኺምሃር ዚደሊ ሰብ እንተ ኣልዩ፡ እንታይ ኪገብር ኣለዎ፧ ኵነታትና ብዘየገድስ፡ ኵላትና ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ንምክንኻን እጃምና ኸነበርክት እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 20

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 66ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ