ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 4
  • የሆዋ ንነገስታት ብዛዕባ ዜጋጥሞም ኣቐዲሙ ረኣየ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንነገስታት ብዛዕባ ዜጋጥሞም ኣቐዲሙ ረኣየ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንሓድሕዶም ዘይቃደዉ ክልተ ነገስታት
    ንትንቢት ዳንኤል ኣቕልበሉ!
  • ንዓለም መን ኢዩ ክገዝኣ፧
    ንትንቢት ዳንኤል ኣቕልበሉ!
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዳንኤል 10-12

የሆዋ ንነገስታት ብዛዕባ ዜጋጥሞም ኣቐዲሙ ረኣየ

11:2

ኣብ ፋርስ ኣርባዕተ ነገስታት ኪትንስኡ እዮም። እቲ ራብዓይ ከኣ፡ “ንዅሉ ኣንጻር መንግስቲ ግሪኽ ከተንስእ እዩ።”

  1. ቂሮስ እቲ ዓብዪ

  2. ካምባይሲስ ካልኣይ

  3. ዳርዮስ ቀዳማይ

  4. ዘርክሲስ ቀዳማይ (እቲ ንንግስቲ ኣስቴር እተመርዓዋ ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ኪኸውን ይኽእል እዩ)

11:3

ነቲ ዓብዪ ግዝኣት ዚገዝእ ብርቱዕ ንጉስ ግሪኽ ይትንስእ።

  • እስክንድር እቲ ዓብዪ

11:4

ኣርባዕተ ጀነራላት እስክንድር ንሃጸያዊ ግዝኣት ግሪኽ ይማቐልዎ።

  1. ካሳንደር

  2. ላይሰሚከስ

  3. ሴሉከስ ቀዳማይ

  4. ቶሎሜ ቐዳማይ

ኣርባዕተ ጀነራላት እስክንድር ንሃጸያዊ ግዝኣት ግሪኽ ይማቐልዎ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ