ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 4
  • 9-15 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 9-15 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 4

9-15 ጥቅምቲ

ዳንኤል 10-12

  • መዝሙር 63ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ንነገስታት ብዛዕባ ዜጋጥሞም ኣቐዲሙ ረኣየ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዳን 11:2—ኣብ ግዝኣት ፋርስ ኣርባዕተ ነገስታት ተንስኡ (dp 212-213 ¶5-6)

    • ዳን 11:3—እስክንድር እቲ ዓብዪ ተንስአ (dp 214 ¶8)

    • ዳን 11:4—መንግስቲ እስክንድር እቲ ዓብዪ ኣብ ኣርባዕተ ተመቕለት (dp 215 ¶11)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዳን 12:3—እቶም “ልቦና ዘለዎም” ተባሂሎም ዘለዉ መን እዮም፧ ከም “ጠፈር ሰማይ” ደሚቖም ዚበርሁኸ መዓስ እዮም፧ (w13 15/7 13 ¶16፡ ሓበሬታ)

    • ዳን 12:13—ዳንኤል ኪትንስእ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (dp 315 ¶18)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዳን 11:28-39

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.5 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.5 ገበር—እታ መጽሔት ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተዓዲላ ነይራ እያ። ነቲ ዝርርብ ቀጽሎ፡ ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w16.11 5-6 ¶7-8—ፍረ ነገር፦ ንሰባት ብምትብባዕ ኣብነት የሆዋ ኽንስዕብ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 94

  • በቲ “ትንቢታዊ ቓል” ጸኒዕና፦ (15 ደቒቕ) ነታ በቲ “ትንቢታዊ ቓል” ጸኒዕና ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 2 ሕ.ጽ. 1-12

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 95ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ