ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 2
  • 2-8 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 2-8 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥቅምቲ ገጽ 2

2-8 ጥቅምቲ

ዳንኤል 7-9

  • መዝሙር 95ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ትንቢት ዳንኤል መሲሕ ዚመጸሉ እዋን ሓቢሩ ነይሩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዳን 9:24—መስዋእቲ መሲሕ፡ ንሕድገት ሓጢኣት መገዲ ኸፈተ (it-2-E 902 ¶2)

    • ዳን 9:25—መሲሕ ኣብ መወዳእታ እታ መበል 69 ናይ ዓመታት ሰሙን መጸ (it-2-E 900 ¶7)

    • ዳን 9:26, 27ሀ—መሲሕ ኣብ ፍርቂ እታ መበል 70 ናይ ዓመታት ሰሙን ተቐትለ (it-2-E 901 ¶2, 5)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዳን 9:24—እቲ “ቕዱስ ቅዱሳን” መዓስ እዩ ተቐቢኡ፧ (w01 15/5 27)

    • ዳን 9:27—ክሳዕ መወዳእታ እታ መበል ሰብዓ ናይ ዓመታት ሰሙን ወይ ክሳዕ 36 ድ.ክ. እንታይ ኪዳን እዩ ‘ጸኒዑ’ ዝቐጸለ፧ (w07 1/9 20 ¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዳን 7:1-10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ኣስፋሕቲ ተገዳስነት ንዘርኣዩ ሰባት ቀልጢፎም ኪከታተልዎም ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 78

  • “ብኸመይ ትጉህ ተምሃራይ ቅዱሳት ጽሑፋት ክትከውን ትኽእል፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ መንፈሳዊ መዛግብቲ ንምርካብ ዚሕግዝ ናውቲ ምርምር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 1 ሕ.ጽ. 11-20፡ “እቲ ስርናይን እቲ ኽርዳድን” ዘርእስቱ ሰሌዳን “ወለዶ” ዘርእስቱ ሰሌዳን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 14ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ