21-27 ነሓሰ
ህዝቅኤል 35-38
መዝሙር 149ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ድሕሪ ሓጺር እዋን ኪጠፍእ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)
ህዝ 38:2—እቲ ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ዚብል ስም ንጕጅለ መንግስትታት የመልክት (w15 15/5 29-30)
ህዝ 38:14-16—ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ንህዝቢ ኣምላኽ ኬጥቅዖም እዩ (w12 15/9 5-6 ¶8-9)
ህዝ 38:21-23—የሆዋ ኣምላኽ ንጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ብምጥፋእ ገዛእ ርእሱ ኽብ ኬብልን ኪቕድስን እዩ (w14 15/11 27 ¶16)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ህዝ 36:20, 21—ጽቡቕ ኣካይዳ እነርእየሉ ኣገዳሲ ምኽንያት እንታይ እዩ፧ (w02 15/6 20 ¶12)
ህዝ 36:33-36—እዘን ቃላት እዚአን፡ ኣብ ግዜና እተፈጸማ ብኸመይ እየን፧ (w88-E 15/9 24 ¶11)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 35:1-15
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 37:29—ሓቂ ምሃር።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w16.07 31-32—ፍረ ነገር፦ ክልተ ዕንጨይቲ ብሓደ ምልጋቡ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል—እምነት”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተኣማንነትካ ዜዳኽም ዘበለ ኣወግድ—እምነት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 22 ሕ.ጽ. 1-13
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 87ን ጸሎትን