ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ነሓሰ ገጽ 4
  • ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል—ትብዓት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል—ትብዓት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ተባዕ ምዃን ከቢድ ኣይኰነን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • “ትባዕን . . . ስራሕን”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ኣትብዓኒ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “ጽናዕን ኣዚኻ ትባዕን”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ነሓሰ ገጽ 4

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል​—ትብዓት

ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

  • ስብከት፡ ትብዓት ይሓትት።—ግብ 5:27-29, 41, 42

  • እቲ ብርቱዕ ጸበባ ንትብዓትና ኺፍትኖ እዩ። —ማቴ 24:15-21

  • ንሰብ ምፍራህ ጥፍኣት የስዕብ።—ኤር 38:17-20፣ 39:4-7

እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧

  • ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንምድሓን ዝገበሮ ግብርታት ኣስተንትን።—ዘጸ 14:13

  • ትብዓት ምእንቲ ኽትረክብ ጸሊ። —ግብ 4:29, 31

  • ብየሆዋ ተኣመን።—መዝ 118:6

ክልተ ኣሕዋት፡ ካልእ ሓው ብግህዶ ኣብ ዚግበር ምስክርነት ምእንቲ ኺሓብሮም የተባብዕዎ

ኣብ ኣገልግሎተይ ከመይ ዝበለ ፍርሂ እየ ኸወግድ ዘሎኒ፧

ነታ ተኣማንነትካ ዜዳኽም ዘበለ ኣወግድ—ፍርሂ ሰብ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ኣብ ኣገልግሎትና ትብዓት ዜድልየና ስለምንታይ እዩ፧

  • ኣብ ምሳሌ 29:25 እንታይ ፍልልይ ኢና እንርኢ፧

  • ሕጂ ኣምላኻዊ ትብዓት ከነማዕብል ዚግብኣና ስለምንታይ እዩ፧

ንምስትንታን ዚኸውን ኣብነታት መጽሓፍ ቅዱስ፦

ህዝቅኤል እቲ ኸም ነብዪ መጠን ዚዓይዮ ዕዮ፡ ኣጸጋሚ ኸም ዚኸውን ተነጊርዎ ነይሩ። —ህዝ 2:3-7፣ 33:7-9።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተት፦ ‘ንትብዓት ህዝቅኤል ክቐድሓ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ