ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሓምለ ገጽ 6
  • 24-30 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 24-30 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሓምለ ገጽ 6

24-30 ሓምለ

ህዝቅኤል 21-23

  • መዝሙር 14ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንግስና ናይቲ ሕጋዊ መሰል ዘለዎ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ህዝ 21:25—ንጉስ ጼዴቅያስ፡ “እኩይ ሹም እስራኤል” እዩ ነይሩ (w07 1/7 13 ¶11)

    • ህዝ 21:26—እቲ ኻብ መስመር ወለዶ ንጉስ ዳዊት ዝዀነ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረ ንግስነት ኬቋርጽ ምዃኑ ተነግረ (w11 15/8 9 ¶6)

    • ህዝ 21:27—እቲ “ሕጋዊ መሰል ዘለዎ” የሱስ ክርስቶስ እዩ (w14 15/10 10 ¶14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ህዝ 21:3—እቲ የሆዋ ኻብ ሰገባኡ ዚመልሖ “ሰይፊ” እንታይ እዩ፧ (w07 1/7 14 ¶1)

    • ህዝ 23:49—ኣብ ምዕራፍ 23 ጐሊሑ ዘሎ ስሕተት እንታይ እዩ፧ ካብኡኸ እንታይ ንምሃር፧ (w07 1/7 14 ¶6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 21:1-13

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg—ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh—ብስሩዕ መጽሔት ንእትወስደሉ ሰብ ከተዘራርቦ ኸለኻ፡ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 215 ¶3–216 ¶1

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 82

  • “ኣብ ኣፍ ደገ እተርእዮ ጽቡቕ ጠባይ”፦ (15 ደቒቕ) ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ ምይይጥ። ነታ ኣብ ኣፍ ደገ ብዛዕባ ኸነርእዮ ዚግባእ ጠባይ መጠንቀቕታ እትህብ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 20 ሕ.ጽ. 1-13

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 109ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ