15-21 ግንቦት
ኤርምያስ 39-43
መዝሙር 150ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ይፈድዮ”፦ (10 ደቒቕ)
ኤር 39:4-7—ጼዴቅያስ ንየሆዋ ስለ ዘይተኣዘዘ፡ ሳዕቤን ተግባሩ ዓጸደ (it-2-E 1228 ¶4)
ኤር 39:15-18—የሆዋ ንዔቤድ-ሜሌክ፡ ኣብኡ ስለ እተወከለ ሞሳኡ ገለጸሉ (w12 1/5 31 ¶5)
ኤር 40:1-6—የሆዋ ነቲ እሙን ኣገልጋሊኡ ዝዀነ ኤርምያስ ተኸናኸኖ (it-2-E 482)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ኤር 42:1-3፣ 43:2, 4—ካብቲ ዮሓናን ዝገበሮ ጌጋ እንታይ ንምሃር፧ (w03 1/5 10 ¶10)
ኤር 43:6, 7—ኣገዳስነት እቲ ኣብዚ ፍቕድታት እዚ ዘሎ ፍጻመ እንታይ እዩ፧ (it-1-E 463 ¶4)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 40:11–41:3
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 46:10—ሓቂ ምሃር።—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ራእ 12:7-9, 12—ሓቂ ምሃር።—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 153 ¶19-20—ናብ ኣኼባ ዓድሞ።
ክርስትያናዊ ህይወት
“የሆዋ ንፍቕርኻ ኣይርስዖን እዩ” (መዝ. 71:18)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ የሆዋ ንፍቕርኻ ኣይርስዖን እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 1-14፡ ኣብ ምዕራፍ 16 እትርከብ፡ “ብዛዕባ ኣስቴር ዚቐርብ ሕቶታት” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 49ን ጸሎትን