ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ግንቦት ገጽ 8
  • ንቦታታት ኣምልኾና ንከናኸኖ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንቦታታት ኣምልኾና ንከናኸኖ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኵላትና ንቦታታት ኣምልኾና ኣብ ምክንኻን ብኸመይ እጃምና ኸነበርክት ንኽእል፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • እዚ ቦታ ኣምልኾና እዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ንቦታታት ኣምልኾ እተሰርዐ ስርዓት
    ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተወደበ
  • ጽገና ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ
    ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ግንቦት ገጽ 8

ክርስትያናዊ ህይወት

ንቦታታት ኣምልኾና ንከናኸኖ

ኣብ ጽገና ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እጃምና እነበርክተሉ መገድታት፦ ቦያ ምልካይ, ምንጻፍ ምግባር, መስኵዒ ኤሌክትሪክ ምግጥጣም, ገንዘባዊ ውጽኢት ምግባር

ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ፡ ህንጻታት ጥራይ ኣይኰነን። ንየሆዋ እተወፈየ ቦታታት ኣምልኾ እዩ። ነፍሲ ወከፍና ኣብ ምክንኻን ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እጃምና ኸነበርክት እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ነታ ንቦታታት ኣምልኾና ንከናኸኖ ዘርእስታ ቪድዮ ምስ ረኣኹምዋ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦

  1. ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ንምንታይ ዕላማ እዩ ዜገልግል፧

  2. ንኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ብጽሬት ክንሕዞን ጽገና ኽንገብረሉን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

  3. ጽገና ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ናይ መን ሓላፍነት እዩ፧

  4. ድሕንነት ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ኣብታ ቪድዮ እንታይ ኣብነታት ድሕንነት ተዓዚብካ፧

  5. ብእንውፍዮ ወፈያ ንየሆዋ ኸነኽብሮ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

በዚ ዚስዕብ እጃመይ ከበርክት መደብ ኣሎኒ፦

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ