ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥሪ ገጽ 7
  • የሆዋ ናይ ሓቂ ትንቢት ዚንበ ኣምላኽ እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ናይ ሓቂ ትንቢት ዚንበ ኣምላኽ እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ቂሮስ እቲ ዓብዪ
    ንቕሑ!—2013
  • ናይ ትንቢት መጽሓፍ
    ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ
  • ቃል የሆዋ ብዅሉ ዝርዝር ይፍጸም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ነቶም ናይ ሓቂ ልኡኻት ምልላዮም
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥሪ ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 43-46

የሆዋ ናይ ሓቂ ትንቢት ዚንበ ኣምላኽ እዩ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
ኢሳይያስ ካብ እተነበየሉ እዋን ክሳዕ እቲ ባቢሎን እተሳዕረትሉ እዋን ዚሕብር 200 ዓመት ዝሓቘፈ ሰሌዳ ግዜ
ንጉስ ቂሮስ

የሆዋ ዳርጋ 200 ዓመት ቅድሚ ስዕረት ባቢሎን፡ እንታይ ከም ዚኸውን ዚገልጽ ዝርዝር ትንቢት፡ ብኢሳይያስ ኣቢሉ ሂቡ ነበረ።

44:27–45:2

  • ቂሮስ ንባቢሎን ከም ዚስዕራ

  • እቲ ኽልተ ዝኽፋሉ መዓጹ እታ ኸተማ ኸይተዓጽወ ኸም ዚተርፍ

  • እቲ ቐንዲ መከላኸሊ ኽፋል እታ ኸተማ ዝዀነ ፈለግ ኤፍራጥስ ከም ‘ዚነቅጽ’

ወተሃደራት በቲ ዝነቐጸ ፈለግ ኤፍራጥስ ይሓልፉ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ