ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥሪ ገጽ 5
  • ህዝቅያስ ዓስቢ እምነቱ ረኸበ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ህዝቅያስ ዓስቢ እምነቱ ረኸበ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መልኣኽ የሆዋ ንህዝቅያስ ኣዕቈቦ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • “ኣይትፍራህ፡ ክድግፈካ እየ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ኣምላኽ ንንጉስ ህዝቅያስ ይሕግዞ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ሸውዓተ ጓሶትን ሸሞንተ መሳፍንትን—ሎሚ ብኸመይ ይጠቕሙና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥሪ ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 34-37

ህዝቅያስ ዓስቢ እምነቱ ረኸበ

ራብሳቀን ሰቡን ኣብ ወጻኢ መካበብያ የሩሳሌም

ሰናክሪብ ንጉስ ኣሶር ነታ ኸተማ ምእንቲ ኼምበርክኻ ንራብሳቀ ናብ የሩሳሌም ለኣኾ። ኣሶራውያን ንኣይሁድ ብዘይ ውግእ ኢዶም ከም ዚህቡ ምእንቲ ኺገብርዎም እተፈላለየ ርእይቶታት ተጠቕሙ።

  • ወተሃደራት ኣሶር ኣብ ወጻኢ መካበብያ የሩሳሌም

    ተነጽሎ። ግብጺ ዋላ ሓንቲ ኣይትሕግዘኩምን እያ።—ኢሳ 36:6

  • ሰባት ይጠራጠሩ

    ጥርጣረ። የሆዋ ብኣኻትኩም ስለ ዝጐሃየ፡ ኣይኪዋግኣልኩምን እዩ። —ኢሳ 36:7, 10

  • ሰራዊት ኣሶር

    ምፍርራህ። ኣብ ቅድሚ እቲ ሓያል ሰራዊት ኣሶር ደው ክትብሉ ኣይትኽእሉን ኢኹም።—ኢሳ 36:8, 9

  • ዓባይ ቤትን ግራትን

    መህረሪ። ንኣሶር ኢድኩም እንተ ሂብኩም፡ ናብራኹም ኪመሓየሽ እዩ። —ኢሳ 36:16, 17

ህዝቅያስ ኣብ የሆዋ ጽንዕቲ እምነት ኣርኣየ

37:1, 2, 14-20, 36

  • እታ ኸተማ ቕድሚ ምኽባባ ዜድሊ ምድላው ገበረ

  • ምእንቲ ኼድሕኖ ናብ የሆዋ ጸለየ፡ ነቶም ህዝቢ እውን ከምኡ ኺገብሩ ኣተባብዖም

  • የሆዋ መልኣኹ ልኢኹ ብሓንቲ ለይቲ 185,000 ኣሶራውያን ጀጋኑ ምስ ቀተለ፡ ህዝቅያስ ዓስቢ እምነቱ ረኸበ

    ህዝቅያስ ይጽሊ፡ መልኣኽ ሰይፊ ሒዙ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ