ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንቕሑ!
  • ሓቂ ምሃር
  • ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ጉባኤ (inv)
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 1
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ይዕድሉ

ሰባት ናብ ኣኼባ ይዕደሙ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንቕሑ!

ንቕሑ! ቍ. 5 2016 | የሱስ ብሓቂዶ ነይሩ እዩ፧

ሕቶ፦ ገሊኦም ሰባት፡ የሱስ ብሓቂ ይነብር ከም ዝነበረ ይጠራጠሩ፣ ካልኦት ድማ ብሓቂ ይነብር ከም ዝነበረ ይኣምኑ። ገሊኦም ግና ርግጸኛታት ክንኰነሉ እንኽእል መገዲ የለን ይብሉ። ንስኻኸ እንታይ ይመስለካ፧

መፋለጢ፦ እዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ፡ እቲ መርትዖ እንታይ ከም ዚብል ትገልጽ።

ሓቂ ምሃር

እተቐልዐ መጽሓፍ ቅዱስ

ሕቶ፦ ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧

ጥቕሲ፦ ዮሃ 11:11-14

ሓቂ፦ ሓደ ሰብ ምስ ሞት ብህይወት ምንባር የቋርጽ። ስለዚ፡ ብዛዕባ እቲ ድሕሪ ሞት ዘሎ ነገር ክንፈርህ ኣየድልየናን እዩ። የሱስ ንሞት ምስ ድቃስ እዩ ኣመሳሲልዎ። ልክዕ ከምቲ ንኣልኣዛር ካብ ሞት ዘተንስኦ፡ ነቶም ዝሞቱ እነፍቅሮም ሰባት እውን እንደገና ኣብ ምድሪ ብህይወት ምእንቲ ኺነብሩ ‘ኼተንስኦም’ እዩ።—እዮ 14:14።

ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ጉባኤ (inv)

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

መፋለጢ፦ ብናጻ ዚቐርብ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ ምእንቲ ኽትሰምዕ፡ ክዕድመካ ደልየ ኣለኹ። ኣብ ቦታ ኣምልኾና፡ ማለት ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እዩ ዚውሃብ። [ነታ ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ሃቦ፡ ሰዓትን ቦታን እቲ ኣብ መወዳእታ ሰሙን ዚግበር ኣኼባ ሓብሮ፣ ኣርእስቲ እቲ ሕዝባዊ መደረ ድማ ንገሮ።]

ሕቶ፦ ናብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኬድካዶ ትፈልጥ፧ [ኣድላዪ እንተ ዀይኑ ነታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣርእዮ።]

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ