ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሰነ ገጽ 1
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንቕሑ!
  • ንቕሑ!
  • ትራክትታት
  • ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሰነ ገጽ 1
ኣብ ማልታ፡ ኣስፋሕቲ ትራክት ተጠቒሞም ንሓደ ሰብኣይ ይምስክሩሉ

ኣብ ማልታ፡ ኣስፋሕቲ ትራክትታት ተጠቒሞም የገልግሉ

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንቕሑ!

ንቕሑ! ቍ. 3 2016 | ንናይ ቋንቋ ጸገም ምስጋሩ

መፋለጢ፦ እዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ ብዛዕባ ሓደ ዚምስጥ ርእሰ ነገር ትገልጽ። [ነቲ ብዓል ቤት ሓንቲ ቕዳሕ ሃቦ።]

ሕቶ፦ ጽሑፋት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብልዕሊ 750 ቋንቋ ኸም ዚትርጐም ትፈልጥዶ፧

ጥቕሲ፦ ራእ 14:6

ንቕሑ!

ሕቶ፦ ሰብ ሓዳር ንዜጋጥሞም ጸገም ኪመያየጡሉ ኸለዉ፡ እዚ መሰረታዊ ስርዓት ኪሕግዞም ዚኽእልዶ ይመስለካ፧

ጥቕሲ፦ ያእ 1:19

መፋለጢ፦ [ነታ ኣብ ገጽ 10 እትጅምር ዓንቀጽ ኣርእዮ።] እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብዚ መዳይ እዚ ሓጋዚ ዝዀነ ተወሳኺ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ተቕርብ።

ትራክትታት

ትራክት

ሕቶ፦ ነዛ ሕቶ እሞ ኣስተብህለላ። [ነታ ኣብ ቅድሚት ገጽ እታ ትራክት እትርከብ ኣማራጺ መልስታት ዘለዋ ሕቶ ኣንብባ።] እንታይ ኢልካ ምመለስካ፧

ጥቕሲ፦ [ኣብ ገጽ 2 እታ ትራክት ዘላ ጥቕሲ]

መፋለጢ፦ እዛ ትራክት እዚኣ፡ እዛ ጥቕሲ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኪህልዋ ኸም ዚኽእል ትገልጽ።

ናይ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣዳሉ

ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባ ኣገልግሎት ወፍሪ ንምድላው፡ ነቲ ኣቐዲሙ እተጠቕሰ ኣብነታት ተጠቐም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ