ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/15 ገጽ 3
  • መደብ 23 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 23 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 23 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 11/15 ገጽ 3

መደብ 23 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

23 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 26ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 3 ሕ.ጽ. 8-15፡ ኣብ ገጽ 30 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ዜና መዋእል 1-5 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 2 ዜና መዋእል 3:14–4:6 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ሄኖክ—ፍረ ነገር፦ ምስ የሆዋ ተመላለስ—w05 1/9 15-17 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ከንቱ ምድግጋም፡ ናብ ማርያም ወይ ናብ “ቅዱሳን” ዚቐርብ ጸሎት ኣይቅቡልን እዩ—td 42ለ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ “ኣነ ተኸልኩ፡ ኣጵሎስ ኣስትየ፡ ኣምላኽ ግና ኣብቈለ።”—1 ቈረ. 3:6።

መዝሙር 47

10 ደቒቕ፦ “ብውሕሉል መገዲ ንምምሃር፡ ምድላው ኣድላዪ እዩ።” መደረ።

10 ደቒቕ፦ ጽቡቕ ጠባይ፡ ዘርኢ ሓቂ ንምዝራእ መገዲ ይኸፍት። ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2015 (እንግሊዝኛ)፡ ካብ ገጽ 49፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳዕ ገጽ 51 ሕጡብ ጽሑፍ 3፣ ድሕሪኡ ድማ፡ ካብ ገጽ 140፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳዕ ገጽ 141 ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ “ንመዋቕር እታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ብውጽኢታዊ መገዲ ተጠቐመሉ።” ምይይጥ። ሓጺር መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

መዝሙር 42ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ