ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/15 ገጽ 2
  • መደብ 16 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 16 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 16 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 11/15 ገጽ 2

መደብ 16 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

16 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 17ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 3 ሕ.ጽ. 1-7፡ ኣብ ገጽ 29 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ዜና መዋእል 26-29 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ዜና መዋእል 29:20-30 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣምላኽ ዚሰምዖ ጸሎት—td 42ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኤልሳቤጥ—ፍረ ነገር፦ ንኣምላኽ እትፈርህን ቅኑዕን ኩን—w11 15/1 13, 14 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ “ኣነ ተኸልኩ፡ ኣጵሎስ ኣስትየ፡ ኣምላኽ ግና ኣብቈለ።”—1 ቈረ. 3:6።

መዝሙር 35

10 ደቒቕ፦ “ተገዳስነት ንዘርኣዩ ‘ምስታይ’ ኣይተቋርጽ።” (1 ቈረ. 3:6-8) ንሓደ ስሩዕ ፈላምን ንሓደ ኣስፋሕን ቃለ መጠይቕ ግበረሎም። ተመላሊስካ ምብጻሕ ንምግባር እንታይ መደብ እዮም ዜውጽኡ፧ ብኸመይ እዮም ዚዳለዉ፧ ንሓደ ብዓል ቤት እንደገና ኣብ ቤቱ ምርካብ ንዘሎ ጸገም ብኸመይ እዮም ዚዋጽኡሉ፧ እንታይ ጽቡቕ ተመክሮታት ኣለዎም፧

20 ደቒቕ፦ “ቅዳሓት ኣውድዮ—ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ።” ሕቶታትን መልስታትን። ኣስፋሕቲ ነቲ ኣብ jw.org ዘሎ ቕዳሓት ኣውድዮ ብኸመይ ኪረኽብዎ ኸም ዚኽእሉ ግለጽ። ካብቲ ቕዳሓት ኣውድዮ፡ ንሰማዕቲ ሓንቲ ወልዓሎም። ነቲ “ንወብ ሳይትና ኣብ ኣገልግሎት ተጠቐመሉ—‘መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ’” ዚብል ኣብ ናይ ሕዳር 2014 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዘሎ ተመክሮ ብመርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

መዝሙር 14ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ