ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ጥቅምቲ፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን። ሕዳርን ታሕሳስን፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ወይ እዘን ዚስዕባ ትራክትታት፦ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ (T-30)፡ ንመጻኢ ብኸመይ ኢኻ እትርእዮ፧ (T-31)፡ መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧ (T-32)፡ ንዓለም ዚቈጻጸራ ዘሎ መን እዩ፧ (T-33)፡ መከራ የኽትም ደዀን ይኸውን፧ (T-34)፡ ምዉታት ኪትንስኡ ድዮም፧ (T-35)፡ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ (T-36)። ጥሪ፦ ብስራት ኣምላኽ ወይ ንኣምላኽ ስምዓዮ ወይ ከኣ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ።