ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/15 ገጽ 1
  • መደብ 13 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 13 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 13 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 7/15 ገጽ 1

መደብ 13 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

13 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 28ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

ol ትምህርቲ 4፡ ሕጡብ ጽሑፋት 10-16፡ ኣብ ገጽ 14 ዘሎ ሳጹናት (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ነገስት 9-11 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ነገስት 9:24-10:3 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ የሱስ ወዲ ኣምላኽን ንጉስ ኪኸውን እተሾመን እዩ—td 36ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ቂሮስ—ፍረ ነገር፦ ቃል ኣምላኽ ወትሩ እዩ ዚፍጸም—w06 1/6 21-23፣ w14 15/7 26 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ‘ኪዱ ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ።’—ማቴ. 28:19።

መዝሙር 17

10 ደቒቕ፦ ኪዱ ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ። ኣብ ወርሓዊ ፍረ ነገር እተመስረተ መደረ። ካብታ “ንዓ ስዓበኒ” ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 87-89 ካብ ዘሎ ነጥብታት ወሲኽካ ኣቕርብ። ነቲ ኣብ ኣኼባ ኣገልግሎት ዚቐርብ እተወሰነ ኽፍልታት ብምጥቃስ ምስቲ ወርሓዊ ፍረ ነገር ብኸመይ ከም ዚተሓሓዝ ግለጽ።

10 ደቒቕ፦ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኬጀምሩ ተዳልዮም ነይሮም። ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2015 (እንግሊዝኛ)፡ ኣብ ገጽ 55፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 56፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፣ ከምኡ እውን ኣብ ገጽ 69፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2-5 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ “ደቀ መዛሙርቲ ኽትገብር ጽዓር።” ሕቶታትን መልስታትን። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምጅማርን ኣብ ምምራሕን ውጽኢታውያን ንዝዀኑ ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። ሓደ ሰብ ናብ ሓቂ ንኺመጽእ ብምሕጋዞም ከመይ ዝበለ ሓጐስ ረኺቦም፧

መዝሙር 16ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ