ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/15 ገጽ 2
  • መደብ 15 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 15 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 15 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 6/15 ገጽ 2

መደብ 15 ሰነ እትጅምር ሰሙን

15 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 35ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

ol ትምህርቲ 3፡ ሕጡብ ጽሑፋት 1-8 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ሳሙኤል 22-24 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 2 ሳሙኤል 22:21-32 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ቃየል—ፍረ ነገር፦ ንምኽሪ እንህቦ ምላሽ፡ ብዛዕባና ብዙሕ ይሕብር—w02 15/1 21-23 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ህልውና ኣምላኽ—td 35ለ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ “እተን ጥንታውያን መዓልትታት ዘክር።”—ዘዳ. 32:7።

መዝሙር 41

12 ደቒቕ፦ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ እትፈትዎ ገጸ ባህርይ መን እዩ፧ ቃለ መጠይቕን መደረን። ኣብታ ጉባኤ ኻብ ዘለዉ ቘልዑ፡ ንኽልተ ወይ ንሰለስተ ቓለ መጠይቕ ብምግባር ጀምር። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ዚፈትውዎ ገጸ ባህርይ መን እዩ፧ ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ፡ እቲ ሰብ እንታይ እዩ ገይሩ፧ ነዚ ገጸ ባህርይ እዚ በየናይ መገዲ እዮም ኪመስልዎ ዚደልዩ፧ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ jw.org ዚርከብ “ካርድታት ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስ” ዚብል ቈልዑ ኻብኡ ብኸመይ ኪጥቀሙ ኸም ዚኽእሉ ዚገልጽ መደረ ኣቕርብ። (ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ።) ነፍሲ ወከፍ ካርድ ገጸ ባህርይ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ታሪኹን መግለጺ ናይቲ ገጸ ባህርይን፡ ካርታ እቲ ዚነብረሉ ዝነበረ ቦታ፡ መስርዕ ግዜ እተፈጸመሉ እዋን፡ ከምኡ እውን ብዛዕባኡ ዚሕብር ሰለስተ ሕቶን መልስን የጠቓልል። ነፍሲ ወከፍ ካርድ እተዳለወሉ መገዲ ንኺሕተምን ንኪቕመጥን ተባሂሉ እዩ። ቈልዑ ዘለውዎም ወለዲ፡ ነዚ ንዋት እዚ ተጠቒሞም፡ ብዛዕባ “እተን ጥንታውያን መዓልትታት” ንደቆም ኪምህርዎም ኣተባብዓዮም።—ዘዳ. 32:7።

18 ደቒቕ፦ “ካብ ምኩራት ኣስፋሕቲ ተምሃር።” ምይይጥ። ንሕጡብ ጽሑፍ ክልተ ኽትመያየጡላ ኸለኹም፡ ሰማዕቲ ምስ ሓደ ምኩር ኣስፋሒ ብምግልጋል ብኸመይ ከም እተጠቕሙ ኼዘንትዉ ዓድሞም።

መዝሙር 4ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ