ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/15 ገጽ 4
  • መደብ 1 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 1 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 1 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 5/15 ገጽ 4

መደብ 1 ሰነ እትጅምር ሰሙን

1 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 13ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

ol ትምህርቲ 1፡ ሕጡብ ጽሑፋት 1-5፡ ኣብ ገጽ 7 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ሳሙኤል 16-18 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 2 ሳሙኤል 17:14-20 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ቦኣዝ—ፍረ ነገር፦ ብስነ ምግባር ንጹህ ብምዃን ቅዱስ ጽሑፋዊ ሓላፍነት ተቐበል—w03 15/4 24-26 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ፍታሕ እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ጸበባ፡ ካብ ሰብ ኣይርከብን—td 34መ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ናብ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእ ሓግዞ።—1 ጢሞ. 2:3, 4።

መዝሙር 36

10 ደቒቕ፦ ኣብ ሰነ መጽሔታት ዓድል። ምይይጥ። ነዚ ኣብዚ ገጽ እዚ ዘሎ ንመርኣዪ ዚኸውን ክልተ ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ እተን መጽሔታት ብኸመይ ኪዕደላ ኸም ዚከኣል፡ መርኣያ ብምቕራብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት፡ ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ ተንትኖ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ዓሚምና፧ ምይይጥ። ንኣስፋሕቲ፡ ነቲ ኣብታ፡ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ካልእ ቋንቋ ንዚዛረብ ሰብ መስክረሉ” ዘርእስታ ዓንቀጽ ዚርከብ ነጥብታት ኣብ ግብሪ ብምውዓሎም ብዛዕባ ዝረኸብዎ ጥቕሚ ንኺገልጹ ዓድሞም፣ ምስኡ እተተሓሓዘ ጽቡቕ ተመክሮ እንተ ኣልይዎም ንኼዘንትዉ ድማ ሕተቶም።

መዝሙር 25ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ