ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/14 ገጽ 6
  • መደብ 29 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 29 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 29 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 12/14 ገጽ 6

መደብ 29 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

29 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 37⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

fg ገጽ 2ን ትምህርቲ 1፡ ክፋል 1-3 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እያሱ 12-15 (10 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ካብቲ ብሕድሪ እተዋህበና ጽቡቕ መዝገብ፡ “ጽቡቕ” ነገር ኣውጽእ።—ማቴ. 12:35⁠ሀ።

መዝሙር 11

20 ደቒቕ፦ ንተመሃሮ መጽሓፍ ቅዱስን ኣመንቲ ውሉዳትን ነቲ “ጽቡቕ” ነገር በብደረጃኡ ምሃሮም። (ማቴ. 12:35⁠ሀ) ምይይጥ። ን⁠1 ቈረንቶስ 13:11፣ ን⁠1 ጴጥሮስ 2:2, 3፡ እግረ ጽሑፍ ተጠቒምካ፡ ንተመሃሮ መጽሓፍ ቅዱስን ንኣመንቲ ውሉዳትን እንታይ ትጽቢት ከም እንገብረሎም ግለጽ። “ጸባ እቲ ቓል” “ጥዒምኩም” ዚብል ሓሳብ እንታይ ትርጕም ከም ዘለዎን ተመሃሮናን ውሉዳትናን ከምኡ ንኺገብሩ ብኸመይ ክንሕግዞም ከም እንኽእልን ግለጽ። ነቲ ኣብ ማርቆስ 4:28 ዚርከብ መሰረታዊ ስርዓት ግለጽ። (ኣብ ናይ 15 ታሕሳስ 2014 ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 12፡ ሕ.ጽ. 6-8 ርአ።) ንሓደ ምኩር ኣስፋሒ ወይ ወላዲ፡ ንተመሃራዩ ወይ ንውሉዱ መንፈሳዊ ዕቤት ንኺገብር ብኸመይ ከም ዝሓገዞ ንኺገልጽ፡ ቃለ መጠይቕ ግበረሉ።—ኤፌ. 4:13-15፣ ኣብ ናይ ግንቦት 2014 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና እትርከብ ሳጹን ሕቶ ርአ።

10 ደቒቕ፦ “ተቐባል ጋሻ ብምዃን ‘ጽቡቕ’ ነገር ኣማቕል (ማቴ. 12:35⁠ሀ)።” ምይይጥ። ገሊኦም ተቐበልቲ ጋሻ ብምዃን እንታይ ዝረኸብዎ ጥቕሚ ወይ ተመክሮ ኣሎ፧ ሰማዕቲ ንኻልኦት፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዚርከቡ፡ ብኸመይ ተቐበልቲ ጋሻ ኪዀኑ ኸም ዚኽእሉ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም። ንነፍሲ ወከፍ በጻሒ ተዛራባይ፡ ናይ ምግቢ ወጻኢታቱ ንምሽፋን እታ ጉባኤ ዝገበረቶ መሰናድዎ ሓብር።

መዝሙር 50⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ