ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/14 ገጽ 4
  • መደብ 1 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 1 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 1 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 11/14 ገጽ 4

መደብ 1 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

1 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 48⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

Jr ምዕ. 14 ¶20-25 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 32-34 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘዳግም 32:22-35 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ መንፈስ ቅዱስ ንጡፍ ሓይሊ ኣምላኽ እዩ—td 22መ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ዝሙት ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጢኣት እዩ—w12 15/8 ገጽ 27 ¶11–ገጽ 29 ¶18 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 32

10 ደቒቕ፦ ኣብ ታሕሳስ ዚዕደል መጽሔታት። ምይይጥ። ነቲ ኣብዚ ገጽ እዚ ዘሎ ንመርኣዪ ዚኸውን ሰለስተ ኣቀራርባ ተጠቒምካ መርኣያ ኣቕርብ። ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ኣቀራርባ፡ ሰማዕቲ ነቲ ኣብዚ ቐሪቡ ዘሎ ርእሰ ነገር፡ ንገሊኦም ኣብቲ ኽሊ ዚርከቡ ሰባት ሰሓቢ ኪኸውን ዚኽእል ስለምንታይ ምዃኑ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ፣ ወይ ከኣ ንሰማዕቲ፡ ተመላሊስካ ምብጻሕ ብምግባርን መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብምጅማርን ንዝረኸብዎ ተመክሮ ኼዘንትዉ ዓድሞም። “እንታይ ኣለዓዒሉኩም፧” “ኣሳልጦ ንኽትረኽቡ ዝሓገዘኩም እንታይ እዩ፧” ኢልካ ሕተቶም። ኣብ ዝሓለፋ ሒደት ኣዋርሕ፡ ብኣስፋሕቲ ጉባኤኹም እተገብረ ገምጋም ተመላሊስካ ምብጻሕን እተመርሐ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስን ጥቐስ። ነቶም ኣስፋሕቲ ብምንኣድን ካልኦት ከምኡ ንኺገብሩ ብምትብባዕን ዛዝም።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ዓሚምና፧ ምይይጥ። ንኣስፋሕቲ፡ ነቲ ኣብታ፡ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ብሕታዊ ተገዳስነት ኣርኢ” ዘርእስታ ዓንቀጽ ዚርከብ ነጥብታት ኣብ ግብሪ ብምውዓሎም ብዛዕባ ዝረኸብዎ ጥቕሚ ንኺገልጹ ዓድሞም። ጽቡቕ ተመክሮ እንተ ኣልይዎም ንኼዘንትዉ ድማ ሕተቶም።

መዝሙር 20⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ