ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/14 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 10/14 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ብዛዕባ እቲ ኣብ ሚያዝያ፡ ማለት ኣብታ ኣብ እዋን ብዓል ዝኽሪ ዝነበረት ወርሒ እተዓምመ ነገራት ክንሰምዕ ከለና፡ ልብና ብሓጐስ እዩ ዚምላእ። ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ 9,845 ኪኸውን ከሎ፡ ካብዚኦም እቶም 2,086 ሓገዝቲ ፈለምቲ ዀይኖም እዮም ኣገልጊሎም። ቍጽሪ ተኣከብቲ ብዓል ዝኽሪ ድማ 25,896 እዩ ነይሩ፣ እዚ ኸኣ ሓገዝና ዜድልዮም ብዙሓት ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት ከም ዘለዉ ዚሕብር እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ