ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/14 ገጽ 3
  • መደብ 27 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 27 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 27 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 10/14 ገጽ 3

መደብ 27 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

27 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 5⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 13 ¶14-19 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 11-13 (10 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 45

15 ደቒቕ፦ “ንስብከት ብዚምልከት ናይ ህጽጹነት መንፈስ እነማዕብለሉ መገድታት።” ምይይጥ። ሓደ ኣስፋሒ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ወይ ትራክት ኬበርክት ከሎ ዜርኢ መርኣያ ኸም ዜቐርብ ግበር፡

15 ደቒቕ፦ ብህጹጽ ንኽትሰብኽ ብግቡእ ተዳሎ። ኣብ ናይ 15 ነሓሰ 2014 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 14-15፡ ሕጡብ ጽሑፍ 14-20 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ኣብ ኣእምሮ እቶም ኣብ ክልኹም ዘለዉ ሰባት እንታይ ጕዳያት ወይ ሕቶታት ከም ዚለዓል ንሰማዕቲ ሕተቶም። ብኸመይከ ኽንምልሰሎም ንኽእል፧ ክልተ ፈለምቲ ወይ ሰብ ሓዳር ዝዀኑ ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ክልኹም ንዘለዉ ሰባት ዚስሕብ ኣቀራርባታት ንምድላው ነዚ ብኸመይ ኪጥቀሙሉ ኸም ዚኽእሉ ዜርኢ መርኣያ ኸም ዜቕርቡ ግበር። እቶም መርኣያ ዜቕርቡ ነየናይ ጽሑፍ ኬበርክቱ ኸም ዘለዎም ኪውስኑ ይኽእሉ እዮም።

መዝሙር 1⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ