ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/14 ገጽ 4
  • መደብ 6 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 6 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 6 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • 10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 9/14 ገጽ 4

መደብ 6 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

6 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 18⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 12 ¶20-25፡ ኣብ ገጽ 151 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 1-3 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘዳግም 2:16-30 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኣምላኽ ዜዕርፈላ ሰንበት (7ይቲ መዓልቲ እታ ናይ ፍጥረት “ሰሙን”)—td 20ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ጾታዊ ርክብ ሓጢኣት ከም ዝዀነ ይምህር ድዩ፧—w11 1/11 ገጽ 4 ¶1–ገጽ 5 ¶1 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 24

10 ደቒቕ፦ ኣብ ጥቅምቲ ዚዕደል መጽሔታት። ምይይጥ። መጀመርታ ኣብዚ ገጽ እዚ ኻብ ዘሎ ኽልተ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት ተጠቒምካ፡ እተን መጽሔታት ብኸመይ ኪዕደላ ኸም ዚኽእላ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ድሕሪኡ ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት፡ ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ ኣነጺርካ ግለጾ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ዓሚምና፧ ምይይጥ። ኣስፋሕቲ ኻብቲ፡ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንተመላሊስካ ምብጻሕ መሰረት ኣንብር” ዚብል ክፋል ብኸመይ ከም እተጠቕሙ ኺገልጹ ዓድሞም። ጽቡቕ ተመክሮ እንተ ኣልይዎም ንኼዘንትዉ ድማ ሕተቶም።

መዝሙር 52⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ