ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/14 ገጽ 2
  • መደብ 21 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 21 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 21 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 7/14 ገጽ 2

መደብ 21 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

21 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 25⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 9 ¶14-19 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሌዋውያን 25-27 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘሌዋውያን 26:1-17 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ መንፈሳዊ ምፍዋስ ነባሪ ጥቕምታት ኣለዎ—td 17ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ከተማታት ዕቝባ—ምሕረት ኣምላኽ ዝመልኦ ምድላው—lv ገጽ 84 ¶24-25 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 51

10 ደቒቕ፦ ጽቡቕ ጠባይናን ክርስትያናዊ ገለልትነትናን ኣኽብሮት የውህበና። ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2014 (እንግሊዝኛ)፡ ኣብ ገጽ 120 ከምኡ እውን ኣብ ገጽ 149 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ነሓሰ ሓጋዚ ፈላሚ ኽትከውን ዲኻ፧ መደረ። ናይ ጥዕና ጸገም ንዘለዎም ወይ ብስራሕ ትሑዛት ንዝዀኑ እሞ፡ ኣብ ነሓሰ ሓገዝቲ ፈለምቲ ኪዀኑ ንዝሓሰቡ ኽልተ ወይ ሰለስተ ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። ሓገዝቲ ፈለምቲ ንኪዀኑ እንታይ ምትዕርራያት ኪገብሩ መዲቦም፧ ኣብ ነሓሰ ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚምልከት፡ ኣብታ ጉባኤ እንታይ ምድላዋት ኪግበር ከም እተሓስበ ምእንቲ ኺገልጽ፡ ንሓላው ኣገልግሎት ዓድሞ።

10 ደቒቕ፦ “የሆዋ ብኸመይ እዩ ዚርእየኒ፧” ሕቶታትን መልስታትን።

መዝሙር 32⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ