ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/14 ገጽ 7
  • መደብ 30 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 30 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 30 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 6/14 ገጽ 7

መደብ 30 ሰነ እትጅምር ሰሙን

30 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 5⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 8 ¶14-20 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሌዋውያን 14-16 (10 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት(20 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 48

10 ደቒቕ፦ “ቀልጢፍካ ተኸታተል።” መደረ። ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ ገጽ 8 ዘሎ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ ኣብ ሓምለ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ ብሕታዊ መጽናዕቲ፡ ጽኑዓት ኣገልገልቲ የፍሪ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 27-32 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ጽቡቕ ልማድ መጽናዕቲ ኸም ዘለዎ ንዚፍለጥ ሓደ ኣስፋሒ፡ ቃለ መጠይቕ ግበረሉ።

መዝሙር 11⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ