ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/14 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 5/14 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

እተን ኣብ ኣኼባ ኣውራጃና ዝወጻ ሓደስቲ ትራክትታት፡ ጽቡቕ ተቐባልነት ረኺበን እየን። ምስ ብሮሹራት ተሓዊሰን ስለ ዚጽብጸባ ድማ፡ ኣብ ሕዳር ብድምር 55,102 ብሮሹራት ተበርኪቱ። እዚ ኸኣ ኣርባዕተ ዕጽፊ እቲ ኣብ ሕዳር 2012 እተበርከተ ብሮሹራት እዩ። ቤት ጽሕፈት ጨንፈርና ፍሉይ ወፈራ ኽሊ ኣብ ዜዳልወሉ ዝነበረ እዋን፡ ካብ ኤውሮጳን ካብ ሰሜን ኣመሪካን 55 ኣመልከትቲ ምርካብና ኣዝዩ ባህ ዜብል እዩ ነይሩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ