ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/14 ገጽ 3
  • መደብ 27 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 27 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 27 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 1/14 ገጽ 3

27 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

27 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 27⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 2 ¶1-6፡ ኣብ ገጽ 19 ዘላ ሰሌዳ (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 17-20 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 17:18-18:8 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ክርስትያናት ንክርስትያናት ጥራይ ኪምርዓዉ ኣለዎም—td 8መ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ እታ “ኣባ” እትብል ቃል፡ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ብኸመይ እዩ ተዓዩላ ዘሎ፧—w09 1/4 ገጽ 13 ¶1-3 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 53

5 ደቒቕ፦ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። መደረ። ኣብ ለካቲት፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ እታ ጉባኤ እተገብረ ምድላዋት ግለጽ፡ ኵሎም ኣብዚ ዕዮ እዚ ንኺካፈሉ ድማ ኣተባብዓዮም። ነቲ ኣብ ገጽ 4 ዘሎ ንመርኣያ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ ሕጽር ዝበለ መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

15 ደቒቕ፦ እንታይ መንፈሳዊ ሸቶታት ኣሎካ፧ ኣብታ እተወደበ እትብሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 117፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፡ ክሳዕ መወዳእታ እታ ምዕራፍ ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ሸቶኦም ንዝበጽሑ፡ ንሓደ ወይ ንኽልተ ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። ካብ ካልኦት ዝረኸብዎ ምትብባዕ እንታይ እዩ፧ እንታይ ዕንቅፋታት ሰጊሮም፧ እንታይ በረኸት ረኺቦም፧

10 ደቒቕ፦ “ምብጽጻሕ መጽሔት፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኸተጀምር ይሕግዝ።” ሕቶታትን መልስታትን። ንሰማዕቲ፡ ንሓደ መጽሔት ዜብጽሑሉ ሰብ፡ ኣብ መወዳእታ ብኸመይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኬጀምርዎ ኸም ዝኸኣሉ ኼዘንትዉ ዓድሞም።

መዝሙር 45⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ