20 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
20 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 34ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
jr ምዕ. 1 ¶15-21 (30 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 11-16 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 14:17-15:11 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ክርስትያን ወለዲ ንደቆም ዘለዎም ሓላፍነት—td 8ሐ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ኣባዶን—መልኣኽ መዓሙቝ—ንሱ መን እዩ፧—re ገጽ 143 ¶6፣ ገጽ 148 ¶20 (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
10 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። ማቴዎስ 7:6-11 ትነበብ። እዘን ጥቕስታት እዚአን፡ ኣብ ኣገልግሎትና ብኸመይ ኪሕግዘና ኸም ዚኽእላ ኸኣ ግለጽ።
10 ደቒቕ፦ ነቶም ኣብ መንጎኹም ዚጽዕሩ ኣኽብርዎም። (1 ተሰ. 5:12, 13) ኣብዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ፦ (1) ሽማግለታት ኣብ ጉባኤ ዚጽዕሩ ብኸመይ እዮም፧ (2) ንሽማግለታት ከም እነኽብሮም ከነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (3) እቶም ዚመርሑና ምትብባዕ ዜድልዮም ስለምንታይ እዩ፧ (4) ንሽማግለታትን ንስድራ ቤቶምን ከነተባብዖም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (5) ነቶም ዚመርሑና ምእዛዝ፡ ነታ ጉባኤን ነቶም ሽማግለታትን ዚጠቅም ብኸመይ እዩ፧
10 ደቒቕ፦ “ንመገላግልትኻ ሓግዞ።” ሕቶታትን መልስታትን። ንሰማዕቲ፡ ካብ ሓደ ምስኦም ዘገልገለ ሰብ እተማህርዎ ሓጋዚ ነጥብታት ኬዘንትዉ ዓድሞም።
መዝሙር 45ን ጸሎትን