ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ታሕሳስ፦ ትራክትታት ከምኡውን መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ጥርን ለካቲትን፦ ብስራት ኣምላኽ ወይ ንኣምላኽ ስምዓዮ ወይ ከኣ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ። (እታ ንኣምላኽ ስምዓዮ እትብሃል ብሮሹር፡ ብዙሕ ትምህርቲ ንዘይብሎም ወይ ከኣ ፈጺሞም ንዘይተማህሩ ኽትጥቀሙላ ትኽእሉ ኢኹም።) መጋቢት፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ!።
◼ ኣብ ዓመት 2015፡ በዓል ዝኽሪ፡ ዓርቢ 3 ሚያዝያ ኪኽበር እዩ።