ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/13 ገጽ 3
  • መደብ 23 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 23 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 23 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 9/13 ገጽ 3

መደብ 23 መስከረም እትጅምር ሰሙን

23 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 5⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 27 ¶1-9 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ቈረንቶስ 8-13 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 2 ቈረንቶስ 10:1-18 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ቍጽሮም ዘይተወሰነ “ኻልኦት ኣባጊዕ” ምድራዊ ህይወት ኪረኽቡ ተተስፈዉ—td 2ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ን⁠1 ቈረንቶስ 10:13 ብኸመይ ኢና ኽንርድኣ ዘሎና፧ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 43

5 ደቒቕ፦ “ነዚ ኣነ ዝህበካ ጽሑፍ እንተ ተቐቢልካኒ እየ ዝቕበለካ።” ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ነዚ ሓሳብ እዚ ብኸመይ ምላሽ ከም ዚህቡሉ ንኺገልጹ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ዝሓለፈ ዓመት እንታይ ዓሚምና፧ ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ መደረ። ኣብቲ ኣብ ኣገልግሎት እተዓምመ ዜተባብዕ ነገራት ብምትኳር፡ እታ ጉባኤ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣገልግሎት ዝነበራ ንጥፈታት ኣቕርብ፣ ንኣስፋሕቲ ስለቲ ዝገበርዎ ሰናይ ዕዮ ንኣዶም። ኣብ ዚመጽእ ዓመት ኣገልግሎት ኪትኰረሉ ዘለዎ ሓደ ወይ ክልተ መዳያትን ኬመሓይሹሉ ዚኽእሉ ግብራዊ ሓሳባትን ጥቐስ።

15 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። ግብሪ ሃዋርያት 16:19-40 ትነበብ። እቲ ጸብጻብ ብኸመይ ኣብ ኣገልግሎትና ኺሕግዘና ኸም ዚኽእል ግለጽ።

መዝሙር 44⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ