ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 9/13 ገጽ 2
  • መደብ 16 መስከረም እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 16 መስከረም እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 16 መስከረም እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 9/13 ገጽ 2

መደብ 16 መስከረም እትጅምር ሰሙን

16 መስከረም እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 21⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 26 ¶16-22፡ ኣብ ገጽ 209 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ቈረንቶስ 1-7 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 2 ቈረንቶስ 1:15–2:11 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ሰማያዊ ህይወት ነቶም ሰብነት ክርስቶስ ዚዀኑ እተሓዝአ እዩ—td 2ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ሓደ ሰብ ኣብ ስም የሆዋ ኺምዕቈብ እንተ ደኣ ደልዩ፡ እንታይ ኪገብር ይግብኦ፧—ጸፎ. 3:12 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 41

10 ደቒቕ፦ መንእሰያት—ንህይወትኩም ኣብ ምንታይ መዓላ ኢኹም እተውዕልዋ፧—2ይ ክፋል። ኣብታ ንህይወትኩም ዘርእስታ ትራክት፡ ካብ ሕጡብ ጽሑፍ 10 ኽሳብ መወዳእታ ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ንሓደ ኻብ ንእስነቱ ጀሚሩ ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዜገልግል ዘሎ ኣስፋሒ፡ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሉ። ነዚ ውሳነ እዚ ንኺገብር ዝጸለዎ እንታይ እዩ፧ እንታይ በረኸት ረኺቡ፧

10 ደቒቕ፦ በይንኻ ኸተገልግል ከሎኻ። ምይይጥ። (1) በይንና ኸነገልግል ከለና፡ ሓጐስና ንኽንዕቅብ እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ (2) በይንኻ ተመላሊስካ ምብጻሕ ክትገብር ከሎኻ፡ እንታይ ጥንቃቐ ኢኻ ኽትገብር ዘሎካ፧ (3) ኣብቲ ኣብ ኣገልግሎት እንካፈለሉ መዓልትታት፡ ወፍሪ ኣገልግሎት እንተ ደኣ ዘይሃልዩ፡ ንኻልኦት ኣባላት ጉባኤና ንኺሓብሩና ብኸመይ ከነተባብዖም ንኽእል፧ (4) ሓድሓደ ግዜ ደሓን ኣብ ዝዀነ እዋንን ቦታን፡ ኰነ ኢልካ በይንኻ ምግልጋል እንታይ ረብሓ እዩ ዘለዎ፧

10 ደቒቕ፦ “ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧” ሕቶታትን መልስታትን። እዛ ብሮሹር እዚኣ፡ ብኸመይ ከም እተዳለወትን እንታይ ትሕዝቶ ኸም ዘለዋን ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጽ።—ናይ መጋቢት 2013 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ ኣብ ገጽ 3 ርአ።

መዝሙር 16⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ