ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ሓምለን ነሓሰን፦ ብስራት ኣምላኽ ወይ ካልእ ብሮሹራት። መስከረምን ጥቅምትን፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ!።
◼ ኣብተን 15 ሓምለን 29 ሓምለን ዚጅምራ ሰሙናት ኣብ ዚግበር ኣኼባ ኣገልግሎት፡ ኣብተን 22 ሓምለን 5 ነሓሰን ዚጅምራ ሰሙናት ካብ ናይ ሚያዝያ 2013 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና እተወስደ ኽፍሊ ስለ ዘሎ፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ሒዞምዎ ንኺመጹ ኣዘኻኽሮም።