ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/13 ገጽ 7
  • መደብ 29 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 29 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 29 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 7/13 ገጽ 7

መደብ 29 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

29 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 51⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 24 ¶10-15 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ግብሪ ሃዋርያት 26-28 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ግብሪ ሃዋርያት 26:19-32 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ እተን መዓልትታት ፍጥረት፡ ነናይ 24 ሰዓት መዓልትታት ኣይኰናን—td 44ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ መንፈስ ኣምላኽ ኣብ ኣገልገልቱ ዚንጸባረቐሉ መገድታት—ገላ. 5:22, 23፣ ራእ. 22:17 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 44

10 ደቒቕ፦ ባህርያዊ ብዝዀነ መገዲ ስበኽ። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትብሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 128፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ክሳዕ ገጽ 129፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ንሓደ ተመክሮ ዘለዎ ኣስፋሒ፡ ንሕንከት ብኸመይ ከም እተዋጽኣሉ ምእንቲ ኺገልጽ፡ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሉ። ኣብ ኣገልግሎት ንኸይሓንኽ ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧

10 ደቒቕ፦ ሳጹን ሕቶ። ብሽማግለ ዚቐርብ ምይይጥ።

10 ደቒቕ፦ ውሉዳት እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦኹም ኩኑ። (ማቴ. 5:43-45) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2013፡ ኣብ ገጽ 89፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳዕ ገጽ 90፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ከምኡውን ኣብ ገጽ 164፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 19⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ