ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/13 ገጽ 1
  • መደብ 8 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 8 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 8 ሓምለ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 7/13 ገጽ 1

መደብ 8 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

8 ሓምለ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 43⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 23 ¶9-15፡ ኣብ ገጽ 184, 186 ዘለዋ ሳጹናት (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ግብሪ ሃዋርያት 15-17 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ግብሪ ሃዋርያት 16:16-34 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ሓደ ክርስትያን፡ መስጐጕቲ ኺወርዶ ኸሎ ኺሕጐስ ዚኽእል ስለምንታይ እዩ፧—ማቴ. 5:11, 12 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ከንቱ ምድግጋም፡ ናብ ማርያም ወይ ናብ “ቅዱሳን” ዚቐርብ ጸሎት ኣይቅቡልን—td 42ለ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 28

10 ደቒቕ፦ እቲ ብስራት ዚስበኸሉ መዳያት—ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት ናብ ውድብ የሆዋ ምምራሕ። ኣብ መጽሓፍ እተወደበ፡ ካብ ገጽ 99፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ኽሳዕ ገጽ 100፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ንሰማዕቲ፡ ነታ ፍቓድ የሆዋ እትብሃል ብሮሹር ተጠቒሞም ብኸመይ ንተመሃሮኦም ናብ ውድብ የሆዋ ኸም ዝመርሑዎም ኪገልጹ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ንየሆዋ ተዓዘብዎ እሞ፡ በረኸት ብዘይ ልክዕ ርኸቡ። (ሚል. 3:10) ንኽልተ ወይ ሰለስተ ስሩዓት ፈለምቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። ብዛዕባ ኣገልግሎቶም ዚፈትውዎ ነገር እንታይ እዩ፧ ፈለምቲ ምዃኖም ብመንፈሳዊ መዳይ ዝሓገዞም ብኸመይ እዩ፧ ብዛዕባ ዘጋጠሞም ሓለፍ ዝበለ ተመክሮታት ኬዘንትዉ ዓድሞም። ንኣስፋሕቲ፡ ኣብ መስከረም ፈለምቲ ኪዀኑ ይኽእሉ እንተ ዀይኖም ኪሓስቡሉ ኣተባብዓዮም።

10 ደቒቕ፦ “ንነብያት ከም ኣርኣያ ጌርኩም ርኣይዎም—ዮኤል።” ሕቶታትን መልስታትን።

መዝሙር 54⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ